"ጸወታ" ምስጢር ዘይኮነስ፡ ንሓያሎ እዋን ክጥጃእ ዝጸንሐን፡ "ሓደገኛ ዞባዊን ዓለማዊን ቅልውላውን ዕንወትን" ዘለዓዕል ሓደጋ ከምዘለዎን ገሊጹ። ኪኖ ተበግሶታት ኩነኔን ምንጻግን ከኣ ብደረጃ ባይቶ ...
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል ንሶማሊላንድ ኣመልኪቱ ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዑ። ኣብቲ ጽባሕ ሰኑይ ዝካየድ ኣኼባ እስራኤል ንሶማሊላንድ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ብዘምልከት ከምዝዝትይን ኣባላት ሃገራት ነቲ ...
"ኩሎም ብኸምዚ ኣገባብ ዝዳለው መስተታት ካብ ኣልኮል ነጻ እዮም ኢልካ ምሕሳብ ቅኑዕ ኣይመስለንን፣ ምኽንያቱ እቲ ብመንግስቲ ዝቐመጥ መዐየሪ ዝተወሰነ መጠን ይፈቅድ እዩ" ይብል ዶክተር ሎግ። ሰባት ...
"እቶም ጥርጡራት ብሽም ኣብ ቓዛ ዝርከቡ ሰለማውያን ሰባት ዝውዕል ብምባል ሰልዲ ይእክቡ ነይሮም፡ እንተዀነ ልዕሊ 71 ሚኢታዊት ካብቲ ዝተዋጽአ ሰልዲ ናብ ሰብ መዚ ሓማስ ተላኢኹ፡ ንናይ ሓማስ ...
ጆሴ ሮሜሮ ዝተባህለ ዓቃባዊ ካቶሊካዊ ፖድካስተር፡ ንርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ ክነቅፍ እንከሎ፡ "ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ብኸመይ ናብ መንግስተ ሰማይ ከም እንኣቱ ጥራይ እዮም ክነግሩና ዝግባእ፤ ኣብ ...
እቲ ምስሕሓብ ቅድሚ ልዕሊ ሚእቲ ዓመት ዝጀመረ ኰይኑ፡ ፈረንሳይ ንካምቦድያ ድሕሪ ምጕባጣ ዶባት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተጠራሉ እዋን እዩ። ነገራት ብወግዒ ኣብ 2008 ተጻባእቲ ኰይኖም፣ ካምቦድያ ...
ሶማሊላንድ፡ ቅድሚ 33 ዓመታት ሶማልያ ናብ ኲናት ሓድሕድ ኣብ ዝኣተወትሉ እዋን እያ ናጽነታ ኣዊጃ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ ብብዙሕ መዳይ ብተግባር ከም ሓንቲ ብሄራዊት-ሃገር ኰይኑ'ያ ጸኒሓ። ...
እቲ ወዲ 41 ዓመት ኤርትራዊ ኪዳነ ዘካርያስ ሃብተማርያም ኣብ 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ቤት ፍርዲ ካብ ዝሃድም ኣትሒዙ ብደረጃ ዓለም ሽሙ ኣብ ዝርዝር ተደለይቲ ሰባት ሰፊሩ ምንባሩ ኣኽበርቲ ሕጊ ...
ኮምሽን ምሕደራ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ መዓስከር ተመዛበልቲ ሕፃፅ ረድኤት ኣይተቛረፀን ኢሉ። እቲ ኮምሽን፡ ብረቡዕ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፡ መንግስቲ ኣብቲ መዓስከር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ...
ሶማሊላንድ ካብ ዓባይ ሶማልያ ናጽነታ ብምእዋጅ ናይ ባዕላ ምምሕዳር ብምቛም ክትከይድ'ኳ እንተጸንሐት ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ኣይረኸበትን።ነታንያሁ፡ ምስ ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ዓብዲራሕማን መሓመድ ...
ናይ 5 ደቒቕ መደብ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ፡ ንጀመርቲ፡ ማእከላይን ዝለዓለ ደረጃን ...
ብመንጽር'ቲ ሃገራት ዝበጽሕኦ ዘለዋ ስምምዓት፡ ሚስጥራዊ ውልቃዊ መረዳእታ ብዛዕባ ዓሌት ወይ ብሄር ናይ ሓደ ሰብ፡ ጀነቲካዊ መረዳእታ፡ ኣካላዊ ወይ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ወይ ካልእ ዝምልከት ሓበሬታ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results